ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንኣገልግሎት ቤት ፅሕፈት እታ ወረደ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ፅሬት፡ መቀያየሪ ኣቅሑት መካይን፡ መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን፡ ንኣቅሑት ሕትመትን ፡ ናዉቲ እንስሳን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2016 ን ወይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

3 ተጫረቲ ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡን መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ አለዎም

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሰነ ሐምለ ነሐሰ 2016 ዓም ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅረሺ ፡ መሳርሒ ፅሬት 2000 ቅረሺ ፡  መቀያየሪ ኣቅሑት መካይን 5000 ቅርሺ፡  መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን 4000 ቅርሺ፡ ንኣቀሑት ሕትመትን 2000 ቅርሺ ፡ ናዉቲ እንስሳን መድሓኒትን 4000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስንከ ኮይኑ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ሰነድ መሸጢ ዋጋ 100 ቅርሺ ብምክፋል መዉሳድ ይክእሉ

7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐዑ እዋን 30 መዓልቲታት ይከዉን

8 ዝሰዓሩ ተጫረቲ ብናይ ባዐሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ከጎዓዝ ዝክእሉ

9 ተወዳዳራ ስዓራይ ዝከኑ ንንብረት ብትሕዝቶ ምስ ሰዓረ እዩ

10 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 3/2/2017 ዓም ከሳብ 13/2/2017 ዓም ኮይኑ 13/2/2017 ዓም ሰዓት 5፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡30 ይክፈት

11 ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎ ሰነድ ሽም ኣድራሻኦም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ

12 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይብሉን

13 ጨረታ ብዝተፈላየ ምክኒያት ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሓዝዎ ስፒኦ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ካይሳተፉ ይግብር

14 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ወይ ዝተማለአ ሰነድ ኣበ ዘቅረብሉ ይክፈት

15 ተጫረቲ ድሕሪ ሳንዱቅ ጨረታ ምክፋቲ ኣይጫረትን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን

16 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ዓሺጎም ዋናን ቅዳሕን ኢሎም አብ ዝባኑ ክፅሕፈሉ ይግባእ

17 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳከ ወይ ምንካይ መስል ኣለዎ

18 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊኢ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0924281261 / 0914160747

መመለስ
የጨረታ ምድብ