ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብር 100.00 ብምኽፋል ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ናይ ወርሒ ነሓሰ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

5. ጨረታ መኽበሪ ብ CP.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡

6. ዝተኣዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ብውዕሊ መሰረት የረክቡ፡፡

7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 30/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 11/02/2017 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ

ዝተሓለወ እዩ::

ተ.ቁዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1Cover sub-Assy cylinder head11210-0L020pcs01
2Gasket cylinder head cover no 323682-01010Pcs04
3Gasket kit Engine over haul04111-30692Set01
4Bearing Set Crank Shaft (STD)11704-30020set01
5Ring Set Piston (STD)13204-30020Set01
6Bearing set Connecting rod (STD)13011-30060Set01
7Washer Set Crank Shaft thrust11011-30010Set01
8Valve Intake13711-30040Pcs08
9Valve Exhaust13715-30040Pes08
10Bush Intake Valve guide11122-30020Pcs08
11Bush Exhaust Valve guide11122-30020Pcs08
12Liner (STD)91*95*160Pcs04
13Coolant AbroLitter02
14Postish AbroPcs02
15Armatic AbroPcs02
16Shock Absorber FR48511-80101Pcs02
17Shock Absorber RR48531-80725Pcs02
መመለስ
የጨረታ ምድብ