ምልክታ ፕሮፎርማ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኛዉቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::
5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን
6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡
ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 30/01/2017 ዓ/ም - 04/02/2017 ዓ/ም
8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 04/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00
9. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ
10. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
መመለስ