ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 04:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::

5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን

6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡

ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 30/01/2017 ዓ/ም 04/02/2017 ዓ/ም ይኸውን::

8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 04/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00

9. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ

10. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ