ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዓብይ ዓዲ ን2017 ዓም ፅሬት መሳርሒን ፡ ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2016 ን2017 ዓም ዝሐደስኩም

2 እቲ ጨረታ ናይ ባዕል ዋና ሕጋዊ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ማለተ ቫት ኮይኖም ናይ ነሐሰ 30 2016 ዓም ሪፖርት ዝገብርሉ ዋንኡ ምስ ሐደ ቅደሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዝሐደስኩምን

5 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ማለት ቲን ዘለኩም

6 ናይ ፅሬት መሳርሒ 3000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ንፅሕፈት መሳርሒ 16000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ንሐደ ደኩምንት ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ክፍሊብምግዛእ ክጫረት ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋ ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ደኩመንት ቅዳሕን ኦርጅናልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻገ ኣብ ልዕሊ እቲ እቲ ሰነድ ጨረታ ዝተዓሸገን ፖስታ ናይ ባዕል ዋና ማሕተምን ፊርማን ብምፅሓፈ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዓብይ ዓዲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእዉ አለዎም

9 ምልከታ ኣብ አየረ ዝፀንሐሉ ካብ 25/11/2017 ዓም ክሳብ 5/2/2017 ዓም ናይ ንጉሆ ሰዓት 4፡30 ይከዉን ሳንዱቅ ጨረታ ዕሸገሉ ዕለት 5/2/2016 ዓም ሰዓት 4፡30 ንጉሆ እንትከዉን ሳነዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 5/2/2017 ዓም ሰዓት 4፡40 ንጉሆ ይከዉን

10 እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ይክፈት

11 ተጫረቲ ዝሰዓርክምዎ ዝርዝር ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ዓብይ ዓዲ ብናይ ባዕልኩም ማጎዓዝያ ዘቅርብ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ይግባእ

14 ኣብቲ ዝወፀ እስፒስፊከሽን ወይ መግለፂ ምንክካእ ወይ ምቅያየርን ምስራዝን ኣይፍቀድን

 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914754301 / 0914120820 / 0914242030/ 0914747125

መመለስ
የጨረታ ምድብ