ቁፅሪ:-ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን 03/2017
ዕለት:- 27/01/2017 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳተር ዕንምምሃርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ፅሕፈት መሳርሒ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ፡ እትደልዩ ተወዳደርቲ ነጋዶ/ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቋሒታት ድማ
✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2016/2017 በጀት ዓመት ዘሐደሱን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡
✓ ናይ ዘርፉ መቕረባይ ሰርቲፊኬት ዘለዎምን ናይ 2016/2017 በጀት ዓመት ዝተሓደሰን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ክቕርቡ ዝኽእለ
✓ ተረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም፤ ክታምን ማሕተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሸጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 27/01/2017 ዓ/ም ይኸውን፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/01/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ ፡
✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 30/01/2017 ዓም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳተር ዕን ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 04 ልክዕ ሰዓት 3፡30 ይኮዉን፣
✓ ንብረት ዘሽነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀለ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል፡፡
✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር
✓ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡
✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁዕሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ስፐፊኬሽን /መፍለይ ቁፅሪ/ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ዋጋ ግምት | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | ||||||
1 | 80 ግራም ፃዕዳ ወረቀት | 1ይ ደረጃ ኦርጅናል | ብደስ | 200 |
መተሓሳሰቢ፡- ተወዳደርቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ኣብ ዝፀንሓሉ ግዜ ውሽጢ 3 መዓልቲ ስራሕ/መወዳደሪ ፖስታ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኽእሉ እዮም።
መመለስ