ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ን2017 ዓ/ም ዘለዋና ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ሰርቪስን ጉልበት ዋጋ ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክነስርሕ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 03:30 ጥዋት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

ቁፅሪ ዕፉን/ምጨ/15/011/2017 ዓ/ም

ዕለት 27/01/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ን4ይ ግዜ ቁፅሪ 05/2017 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ጉልበት ዋጋ ይምልከት

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ን2017 ዓ/ም ዘለዋና ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ሰርቪስን ጉልበት ዋጋ ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክነስርሕ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፡-

1. ናይ 2016/17 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2. ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡ ውን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2016/17 ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል ይኸውን

3. ናይዚ ፕሮፎርማ ሰዓርቲ እንተኾይንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚርኩም ኣብ ውሽጢ ዝተወሃበኩም መዓልቲ ኣብ ስራሕ ክተቅርቡን ።

4. ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ደኩሜንትኹም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዝተዓሸገ ፖስታ ንቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ዳይሪክቶሬት ዕደጋ፣ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 333 ካብ 27/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 29/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ዋጋ መሊኢኩም ክተቕርቡ እትኽእሉን ብድሕሪኡ ዝመፅኣ ፖስታ ዘይንቅበል ምዃና ንሕብር ።

5. ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/01/ 2017 ዓ/ም 3፣30 ናይ ንጉሆ ይከውን

6. ናይቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረትዋጋ ልዕሊ 20000.00/ዒስራ ሽሕ ብር/እንተኾይኑ ቫት ዝተመዝገብኩም ቫት 7.5 % ኣብቲ ቢሮ ተቖሪፁ ዝተርፍ ምዃኑ ክፈልጥ ይግባእ ።

7. ተወዳደርቲ ዘቕረብዎ መወዳደሪ ደኩሜንት ከም ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግልን ኮይኑ ሰዓራይ ምዃንኩም/ን ምስተ ፈለጠን ደብዳቤ ምስ በዕሓኩም ኣየቅርብን ወይም ውዕሊ ኣይኣስርን ምባል ተቀባልነት የብሉን "

8. ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ ።

9. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-4403447 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ