ተቁ | ዓይነት ንብረት | ሞዴል | በዝሒ | ዋጋ ጨረታ ሰነድ | መክበሪ ጨረታ ብCPO ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል | ናይ ሐደ ዋጋ | |
ብር | ሳን | ||||||
1 | Desktop Computer | Dell | 01 | ብር30.00 | ብር3000 | Â | Â |
2 | Laptop Computer | Toshiba Core I5 | 04 | Â | Â | Â | Â |
3 | Printer | HP Laser jet PM 400 printer | 03 | Â | Â | Â | Â |
1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኹምን
2 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርትፊኬት ዘለኩም
3 VAT ተመዝገብቲ ዘኮንኩም
4 እቲ ሰነስ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግል
5 አሸናፊ ምሰ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ቤት ዕዩና ዘይምለስ ኣብ ላዕሊ ሰዳቃ ዝተጠቀሰ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ከፊልኩም ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ናዓደምና እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 26/08/2008 ዓ ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምኻኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ተተረኪቦም ይምረፅ
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
N.B እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክምላእ አለዎ
መመለስ