ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ትካልና ዝርከብ ንኣገልግሎት ምግቢ እንስሳ ዝውዕል ሳዕሪ ብሕጋዊ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 ( ከ 3 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም መስከረም 25, 2017 03:00 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/
  • Print
  • Pdf

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ሳዕሪ

ዋኒኑ፣ኣብ ውሽጢ ግቢ መ/ቤተና ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ምሻጥ ይምልከት

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ትካልና ዝርከብ ንኣገልግሎት ምግቢ እንስሳ ዝውዕል ሳዕሪ ብሕጋዊ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ናይ ምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ኣካላት ክትወዳደሩ እንዳ ዓደምና ክሽየጥ ዝተዳለወ ሳዕሪ ብኣካል ክትሪኡን ከምኡውን ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል ባዕሉ ዓፂዱ ዝወስድ እንትኾን ኣብ ውሽጢ 1ደ ሰሙን ዓፂዱ ጠቅሊሉ ዘልዕሎ ምዃኑን ክነፍልጥ ንደሊ።

- ትሕጃ 1500.00 ብር ዘትሕዝ ክኾን ኣለዎ

መተሓሳሰቢ

- ጨረታ ብከፊል ይኹን ሙሉእ ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። -ኣድራሻና ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት ቤት ፍርዲ ወረዳ እንደርታ ጎኒ ኢምግሬሽን እዩ።

- እዚ ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 21/01/2017-24/01/2017 ዓ/ም

- ጨረታ ዝካየደሉ ኩሎም ተሳተፍቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 25/01/2017 ዓ/ም ስዓት 3ተ ናይ ንጉሆ ኣብ ትካልና ውሽጢ ይፍፀም።

መመለስ
የጨረታ ምድብ