ትካልና ማሕበር አክስዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 1/2015ዓ.ም ክሳብ ሰነ 30/2016ዓ.ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ንምግባር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 20, 2017 ( ከ 3 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም መስከረም 25, 2017 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም መስከረም 25, 2017 04:00 ጥዋት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

ዕለት 20/1/2017 ዓ.ም

ግልፂ ናይ ኦዲት ስራሕ ጨረታ

ትካልና ማሕበር አክስዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 1/2015ዓ.ም ክሳብ ሰነ 30/2016ዓ.ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ንምግባር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ አብዚስራሕ ዝተዋፈርኩም ናይ አክስዮን ማሕበር ኦዲት ንምግባር ሕጋዊ አፍልጦ ዘለኩም ናይ 2017ዓ.ም ፍቃድ ዘሐደስኩም TOTን Vat ን ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ኣብ 07 ቀበሌ ከባቢ ሰውሒ ንጉስ ጥቃ ደም ባንኪ መቐለ ካብ ዝርከብ ትካልና ማሕበር አክስዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ፋይናንሰ ክፍሊ ኣብ ስራሕ ሰዓት እዚ ጨረታ እዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለው ተከታተልቲ 5 ማዓልቲታት እንዳመፃእኩም TOR ን ናይ ጨረታ ሰነድን ወሲድኩም መሊእኩም ብምምፃእ ክትወዳደሩ ብክብሪ እንዳዓደምና ናይቲ ጨረታ መዕፀዊ ዕለት 25 ሰዓት 3፡00 እንተከውን መክፈቲ ድማ ሰዓት 4 ምካኑ ነፍልጥ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ _ ቁፅሪታት 0948424242/0966223199 ደዊሎም/ለን ይሕተቱ/ታ

መመለስ
የጨረታ ምድብ