ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ 2016 ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 8*(ሸሞንተ) ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ፋይናንሳዊ ሒሳባት ብናይ ደገ ኦዲተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ኦዲተራት ክትጫረቱ ይዕድም።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (11 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 21, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 21, 2017 05:00 ጥዋት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

ቁፅሪ ERDA/km/00121/24 

ዕለት 15/1/2017 ዓ/ም

ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ጭረታ ምልክታ

ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ 2016 ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 8*(ሸሞንተ) ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ፋይናንሳዊ ሒሳባት ብናይ ደገ ኦዲተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ኦዲተራት ክትጫረቱ ይዕድም።

ተጫረቲ ዘማልእዎም ረቛሒታ

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓ/ም ፍቓድ ዘሐደሰ

2. ናይቲ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸከ ወይ CPO ክትሕዝ ዝኽእል

3. ናይ ጨረታ መገዝሺ ሰነድ ዋጋ 100 ብር እናኸፈሱ ካብ ትካልና መምርሒ ፋይናንስ ክፍሲ ይወስዱ

4. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሱ ዕስት 15/1/2017 ዓ/ም ክሳብ 20/01/2017ዓ/ም ይፀንሕ

5. ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕሸገስ /ዝዕፀሱ ዕስት 21/01/2017 ዓ/ም ልክዕ ናይ ቅድሚ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝኽፈተሱ ብተመሳሳሊ ዕስት ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሱም ኣብ ዝተረኸብሱ ኣብ ትካልና ኤልሻዳይ ሪሲፍ ሴንድ ዲቬሎፕመንት ኣሶሴሽን መምርሒ ክርሲ ፋይናንስ ይኽፈት።

6. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሱአ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ሕልው እዩ።

መዘኻኸሪ

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ቃላሚኖ ዝርከብ ቢሮና ብኣካል እናመፃእኹም ወይ ብስልክታት ቁፅሪ

• +251914402796

• +251939225920

• +251914750798 እናደወልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ ምዃንኩም ነፍልጥ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ