ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ትካልና ዝርከብ ሳዕሪ ንእንስሳ ምግቢ ዝውዕል ብሕጋዊ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ስለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 ( ከ 3 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም መስከረም 11, 2017 03:00 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ጨረታ ሳዕሪ

ዋኒኑ፣ኣብ ውሽጢ ግቢ መ/ቤተና ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ምሻጥ ይምልከት

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ትካልና ዝርከብ ሳዕሪ ንእንስሳ ምግቢ ዝውዕል ብሕጋዊ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ስለዝደለየ ናይ ምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ኣካላት ክትወዳደሩ እንዳ ዓደምና ክሽየጥ ዝተዳለወ ሳዕሪ ብኣካል ክትሪኡን ከምኡውን ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል ባዕሉ ዓፂዱ ዝወስድ እንትኾን ኣብ ውሽጢ 1ደ ሰሙን ዓፂዱ ጠቅሊሉ ዘልዕሎ ምዃኑን ክነፍልጥ ንደሊ።

መተሓሳሰቢ

- ጨረታ ብከፊል ይኹን ሙሉእ ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። -ኣድራሻና ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት ቤት ፍርዲ ወረዳ እንደርታ ጎኒ ኢምግሬሽን እዩ።

- እዚ ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 06/01/2017–10/01/2017 ዓ/ም

- ጨረታ ዝካየደሉ ኩሎም ተሳተፍቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 11/01/2017 ዓ/ም ስዓት 3ተ ናይ ንጉሆ ኣብ ትካልና ውሽጢ ይፍፀም

መመለስ
የጨረታ ምድብ