ቢሮ ጥዕና ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ (ስሚንቶ ቀዳማይ ደረጃ) ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 3, 2017 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 09:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 10:00 ከሰአት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

ቁፅሪ 6/58/226/2016

ዕለት 03/01/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1

ስሚንቶ ቀዳማይ ደረጃ 

OPCብኩንታል50

መብርሂ፣ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ዝመልአ መቕረባይ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝኸዉን ምዃኑ ኣቐዲምና ነፍልጥ፡፡ ስልኪ ቑፅሪ፣ ኣብቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ፡፡

እንክተሎም መምርሒ:

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 03/01/2017 ዓ/ም - ዕለት 07/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 09፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:/

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት

መመለስ
የጨረታ ምድብ