ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን : ሕትመት መቃሊሕ ጋዜጣ ብግልፂ ጨረታ ከወዳደር ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 (17 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 3, 2017 09:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:ስፔር 15000 : ሕትመት መቃልሕ ጋዜጣ 30000
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 3, 2017 10:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ጨረታ ቁፅሪ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ ኬሚኒኬሽን ኣቅሑት ጨረታ 01/2017 መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን : ጨረታ ቁፅሪ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ ኬሚኒኬሽን  2/2017 ሕትመት መቃልሕ ጋዜጣ በዚ መሰረት  ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቫት ተመዝገብትን ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሪፐርት መፍለይ ቁፅሪ ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረዳእታ መቅረባይነት ከቅረቡ ዝክእሉን ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መዓቀኒ ዘማልኡን

2 መከበሪ ጨረታ ንመለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ወይ ስፔር 15000 ብጥረ ገንዘብ ወይ በባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ : ሕትመት መቃልሕ ጋዜጣ 30000 ብጥረ ገንዘብ ወይ በባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይመለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሜኒኬሽን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 8 ካብ ዕለት 24/ነሐሰ ክሳብ 3/መስከረም 2017 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ  መፂእኩም ምግዛእን ንዑ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ እቲ ሰነድ ምእታዉ ትክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዝክፈተሉ እዋን 3/መስከረም 2017 ዓም ሰዓት 9:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልዕል ኢሉ ኣብ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ዘዉፆኢ ጨረታ ካም አድላይነቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ትካል ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ዝኣስርን

7 ሰዓራይ በቲ ዝወፀ እሰፐስፊኬሽን መሰረት ፅሬቱ ብዝምልከቶም ኣካላት ምስተረጋገፁ ኣብቲ ዝድለየሉ እዋን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና አታዊ ዝገብር

8 እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩን 15 መዓልቲ ይከዉን

9 ዝቀርብ ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋናን  ኣብ ኩሉ ገፅ ናይቲ ትካል ማሕትመን ፊርማን ዝዓረፎን ሐደ ቅዳሕን ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ፊት ንፊት ኣጋኣዚ ባንኪ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል ቁፅሪ ስልኪ 0344409343 / 0914734003 / 0914766550

መመለስ
የጨረታ ምድብ