ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 (22 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 04:15 ጥዋት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ 2ይ ግዜ

ፕሮፎርማ ፅገና ናውቲ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም

➢ ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

➢ መፍለዪ ቐፅሪ ከፈሊ ግብሪ (TIN Number) ዘለዎን ብመቅረባይነት ዝተመዝበ ምካኑ መረዳእታ ዘለዎ

➢ ሰዓራይ ቅድሚ ምስዓሩ መክበሪ ውዕሊ ውሕስና ካብ ዘቅርቦ ጠቅላላ ዎጋ ዓሰርተ ሚኢታዊ(10%) ብጥረ ገንዘብ ወይካዓ cp0 ከትሕዝ ዝክእል

➢ ሳዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መፅዩ ክሰርሕ (ክፅግን) ፍቃደኛ ዝኮነ (ት)

➢ ዝፅገን ንብረት ካብቲ ዝቐረበ 20% ክውስክ ወይ ክቅንስ ይክእል ዝፅገን ንብረት ኣብ ውሽጢ 20መዓልቲ ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል

➢ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/12/2016ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 28/12/2016 ዓ/ም ሳዓት 4:00 ተዓፅዩ 28/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:15 ይክፈት

➢ ዝፅገን ንብረት ቤት ትምህርቲ ዝደልዮ መፂካ ብምርኣይ ኮይኑ በቲ ዝወፀ መርኣያ መሰረት ክፍፅም ዝክእል

➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

➢ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኢዩ

➢ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914765469/0714765469/0945797986

ሪጋ/ቑሽም ዝፅገን ንብረትመለከዒበዝሒዘድሊ ፅገናናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳነ
1ፎቶ ኮፒ ማሽንቑፅሪ01ፅገና
2ኮምፒተርቑፅሪ60Software ምፅዓን
3ላፕተፕቑፅሪ05Software ምፅዓን
4ፕሪንተርቑፅሪ04ፅገና
5መራበሒ ማሽንቑፅሪ01ፅገና
6ቀለም ምምላእቑፅሪ3005A 80A

ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኢዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ