ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ ትካልና ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓቐን ዘለዎም ናይ ወፃኢ ጣዉላ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2016 (23 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 03:31 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

ዕለት 22/12/2016ዓ.ም

ምልክታ ጨረታ

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ ትካልና ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓቐን ዘለዎም ናይ ወፃኢ ጣዉላ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ዉልቀ-ሰባት ይኹን ትካላት ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ኣብ ትካልና መፂእኹም ናይቲ ጣዉላ ኩነታት ብኣካል ብምርኣይ ናይ ሕድሕድ ዋጋ መሊእኹም ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም ::

ተ.ቑዝርዝር ንብረትበዝሒናይ ሓደ ዋጋ መብርሂ
1ካብ 36 - 40 CM ቁመት ዘለዎ በዓል 30ጣዉላብቁፅሪ
2ካብ 36 - 40 CM ቁመት ዘለዎ በዓል 25 ጣዉላብቁዕሪ
3ካብ 36 40 CM ቁመት ዘለዎ በዓል 20 ጣዉላብቁፅሪ

1) ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሕሉ እዋን ካብ ዕለት 22/12/2016 ዓ.ም 28/12/2016 ዓ.ም ሰዓት 3:30

2) ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኸፈተሉን ዕለት 28/12/2016 ዓ.ም 3:30

3) እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኸፈት

4) ዝሓሸ መማረፂ እንተ ተረኺቡ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ::

5) እቲ ጨ ኃ ዝዕፀወሉ ኮነ እቲ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ካብ ስራሕ ሰዓት ወፃኢ እንተዊዒሉ ቐፂሉ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::

6) ኣብ መወዳእታ ጨረታ ሰነድ ብር 50 እናኸፈልኩም ካብ ትካልና ፋይናንስ ክፍሊ ክትወስዱ እትኽእሉ ምዃኩም ነፍልጥ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ (0914727888/0707727888):

➢ ኣድራሻና ዓይደር ጥቃ ማይ ሃፍቲ መዐደሊ ነዳዲ እትዉ ኢልካ

መመለስ
የጨረታ ምድብ