ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም ንመናእሰይ መዘናግዒ ማእኸላት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 6, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 06:00 ከሰአት
  • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 ንዚ ጨረታ ዝተዳለወ ሰነድ ኣብ ቢሮ ጉ/መንእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ሓባር ሕንፃ ብሎክ 1 ምድሪ ቤት ቑፅሪ 23 ብምምፃእ ንሕድሕድ 30.00 ብር ብምኽፋል ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል::

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 3,000 .00ሰለስተ ሽሕ ብር ብጥረ ገንዘብ ብCPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርቡ አለዎም::

3 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልሉን ናይ 2008 ዓ/ም ፈቓድ ዘሐደሱን ቫት ሬጅስትር ዝኾኑን በቢወርሑ ዲክለር ዝገነርዎ ናይ ካብ ግብሪ አካቢ ኣካል ዝኸፈሉ ምኻኖም መረዳእታን መለለይ መቅረባይ ሰርትፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉን::

4 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዕለት 6/8/2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 18/8/2008 ሰነድ ጨረታ ይወስዱ

5 እቲ ጨረታ 18/8/2008 ናይድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተፃፅዩ 18/8/2008 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 8:30 ይክፈት

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብፖስታ ብምዕሻግ ናብቲ ናይ ጨረታ ሳጥን ከእትዉ አለዎም እቲ ጨረታ ፀኒኡ ዝፀንሐሉ ን65 መዓልቲ ይኸዉን::

6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ኣድራሻን ፊት ንፊት ፈትሓዊ ልቃሕ ሓድሽ ህንፃ መቐለ

Â

መመለስ
የጨረታ ምድብ