ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ 1.ንፊኖ ዝኸውን ፅርየቱ ዝሓለወ ደረቕ ጥረ ስርናይ፡ዘይቲ ብልዒ፡ሽኮር፡ዓተር ክክዕ(ብቢሮ ዝቐርብ ሳምፕል መሰረት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2016 (24 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2016 04:30 ጥዋት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

ቁፅሪ/ደ/ቢ/ሰ/ሀ/ዘ/ፋ/2/4 

ዕለት..21/12/2016 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ዘ/ፋ/ቢ/ሰ/ፀ/ግ/ጨ/ቁ 002/2016

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ 

1.ንፊኖ ዝኸውን ፅርየቱ ዝሓለወ ደረቕ ጥረ ስርናይ፡ዘይቲ ብልዒ፡ሽኮር፡ዓተር ክክዕ(ብቢሮ ዝቐርብ ሳምፕል መሰረት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ 

ስለዝኾነ ልዕል ኢሎም ኣብዝተጠቐሱ ዘርፊ እትነጥፉ ነጋዶ፦

➢ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ሻት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

➢ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ

➢ ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት (TIN)ን ናይ መቕረባይ ፈቓድ ዘለኩም ንኽትሳተፉ ይዕድም።

➢ ብምዃኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሓዘ ሰነድ ብር–200.00 (ብር ክልተ ሚኢቲ ጥራሕ) ብምኽፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃውዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 21/12/2016--ጳጉሜን04/13/2016 ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክተእትዉ ከም ትኽእሉ ይገለፅ። እዚ ጨረታ ጳጉሜን 04/2016 ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

➢ ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።


መተሓሳሰቢ፡ ሓደ ተጫራታይ በዓል ዋና ወይ ተወካሊ ምዃኑ ዘርእይ መረዳእታ ብምሓዝ ሰነድ ጨረታ ይዕድግ፡፡


ንተወሳኺ ሓበሬታ

➢ 0344-408912

➢ 0914008595/0920426802

መመለስ
የጨረታ ምድብ