ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2016 (28 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2016 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡

5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ የረክቡ፡፡

6. ፕሮፎርማ አብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 17/12/2016 ክሳብ 21/12/2016 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ  ይኸውን፡፡

7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቹ 0344418556 ወይም 0914-742142 ምርካብ ይከአል እዩ፡፡

ተ.ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1Battery Boliden60 AMP-12VPcs02Sealed
Grand Total
መመለስ
የጨረታ ምድብ