ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ንዘለዋ ናይ ሰርቪስ ኣናኣሽተይ መኪና መራሒ/ሺፈር/ ሰርቪስ መኪና ንምቐፃር ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ/ክቖፅር/ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (29 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 03:30 ጥዋት
  • ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር/
  • Print
  • Pdf

ቑፅሪ ዕክንም 583/2-3/1/01

ዕለት-15/12/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ-05

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ንዘለዋ ናይ ሰርቪስ ኣናኣሽተይ መኪና መራሒ/ሺፈር/ ሰርቪስ መኪና ንምቐፃር ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ/ክቖፅር/ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ትካላት/ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ቲን ናምበር ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዋ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣሺኩም ንዕለት 20/12/16 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ንጎሆ ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 20/12/16 ዓ.ም ሳዓት 3:30 ንጎሆ ዝኸፈት ምዃኑ ንገልፅ::

2. ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዝቐረበ ዋጋ ዝፀነዐ ይኸውን

3. ስፐሲፌኬሽን ካብ ቤ/ፅ/ት ፕረዚደንት ዳ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ር ቑ/ክፍሊ 3-18 ብኣካል

ምውሳድ ይካኣል

4. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 2ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ መኪና ክፍትን አለዎ

5. ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577/0914706215 ምሕታት

ይካኣል

6. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ መሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ'ዩ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ