ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 6, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 19, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሚያዝያ 19, 2008 06:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይ 2008 ዓ/ም ፍቃድ ንግድን ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘሐደሰን

2 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ ገበርቲ ክፍሊ ዘለዎ ኮይኑ ንኩሉ መረዳእታ ዘቅርብ

3 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ቅርሺ ዘትሕዝ

4 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ምስእሰረ ኣብ 20 መዓለቲታት ናብ ዕቀባ ቢሮ ትምህርቲ ብናይ ቢሮ ትምህርቲ በዓል ሞያ አረጋጊፁ ዘረከብ ክከዉን አለዎ

5 ተጫራታይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ምክፋል ምልካታ ካብ ዝወፀሉ 5/08/2008 ክሳብ 19/08/2008 ሰዓተ 8:00 ብምዉሳድ ዋጋ ዝገልፅ ሰነድ ክሳብ 19082008 ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ብሮ ትምህርቲ ቀዳማይ ደብሪ ፈፃሚ ዕደጋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ19/08/2008 ሰዓት 8:45 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፈፃሚ ዕዳጋ ይክፈት

7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳከኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0344403477 ወይ ከዓ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ