ኣብ ኣካዳሚና ሰርቪስ ንምሃብ እትደልዩ ነባራትን ሓደሽትን ሰብ መኻይን ትካልና ን2017 ትምህርቲ ዘመን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መቐለ ዝርከቡ ተማሃሮና ሰርቪስ ከምቲ ልሙድ ብዝተበታተነ ከይኮነስ ብደረጃ ኣካዳሚ ውዕሊ ኣሲርና ክነማሓድሮ ስለንደሊ ነባራትን ሓደሽትን፡-
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (29 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 08:00 ከሰአት
  • መኪና ክራይ/
  • Print
  • Pdf

ቑፅሪ ኣ.ሳ.ቴ.ፍ-1/1-2535 /16

ዕለት 14/12/2016 ዓ.ም

ም ል ክ ታ

ኣብ ኣካዳሚና ሰርቪስ ንምሃብ እትደልዩ ነባራትን ሓደሽትን ሰብ መኻይን ትካልና ን2017 ትምህርቲ ዘመን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መቐለ ዝርከቡ ተማሃሮና ሰርቪስ ከምቲ ልሙድ ብዝተበታተነ ከይኮነስ ብደረጃ ኣካዳሚ ውዕሊ ኣሲርና ክነማሓድሮ ስለንደሊ ነባራትን ሓደሽትን፡-

✓ ን 70 ካሬ

✓ ንላጪ

✓ ብዓይደር - ሓውዜን ኣደባባይ

✓ ዓዲ-ሹምዱሑን - ብላዕለዋይ በሪ ዓይደር - ሓውዜን ኣደባባይ

✓ ዓዲ ሽም-ዱሑን - ብሓዱሽ ኣስፋልት

✓ ዳዕሮ

✓ ዓዲ-ሓ

✓ ኮረኮንች

✓ ቤት ህንፀት

ንዝርከቡ ተጠቀምቲ ዓማዊልና ሰርቪስ ንምሃብ ዝመረፅኩምዎ ከባቢ ብምጥቓስ ንሓደ ተማሃራይ ክንደይ ከምተኸፍሉ ብምግላፅ ብዝተኣሸገ ፖስታ ማመልከቻኹም ክሳብ ዕለት 23/12/2016 ዓ.ም ናብ ንብረት ዕቀባ ክፍሊ ኩሉሻዕ ቅድሚ ሰዓት ካብ 2፡00 ክሳብ 6፡00 ሰዓት ክተቕርቡ ከምትኽእሉ እንዳሓበርና ናይ ክልተ ሰለስተ ከባቢ ዋጋ ምምላእ ዝከኣል ምዃኑ ወሲኽና ንሕብር።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914706759 ደዊሎም ይጠይቑ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ