ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቑሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016 04:30 ጥዋት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቑሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማሉኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኸፋል ትካል ዘዳሎዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ እትክእሉ፡፡

2. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

3. ናይ ወርሒ ሰነ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

4. ጨረታ መኽበሪ 3000.00 ብ C.P.O. ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኸእሉ፡፡

5. ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኸእሉ፡፡

6. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 10/12/2016 ዓ/ም ክሳብ 24/12/2016 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡ 7.ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-752718 ምርካብ ይካኣል እዩ፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ