ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ሰለዋ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ገዛን: ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል

2 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሚያዚያ 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2016 ዓም ናይ መቅረባይነት ዝተሐደሰ መረዳእታ ዘቅርብ

5 መከበሪ ጨረታ 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ / ንኣቅሑት ቢሮ 20000 : 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ / ድማ ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ነጋዳይ ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ናይቲ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ ከትሕዝ ዝክእል

7 ካብ ናይ መረከቢ መዓልቲ ዝሓለፈ ሰዓራይ በቢመዓልቱ 1/1000 ዝቅፃዕ ምካኑ ክፈልጥ አለዎ

8 ኣብ ከይዲ ግልፂ ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ብሕጊ ክሕተት እዩ

9 ሰነድ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነ ተኮይኑ ብፅሑፍ ምሕታት ይክእል እዩ

10 እቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ማህተምን ፌርማን እንተዘይዓሪፍሉ ካብ ጨረታ ዉድቂ ይከዉን

11 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ነንብይኑ ተፈልዩ ኣብ ክልተ ፖስታ ተዓሽጉ ክቀርብ አለዎ

12 ዋጋ ጨረታ ን15 መዓልቲ ጥራሕ ፀኒዑ ይፀንሕ

13 ኣቅሑት ቢሮን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብዝወፀ መዓቀኒ ረቆሒታት በዓል ሞያ ምስተረገጋገፁ አታዊ ይገብሩ

14 ንኣቅሑት ኤሌከትሪክስ ዝሰዓረ ነገዳይ 6 ወርሒ ዉሕስና ዝህብ ምካኑ ክፈልጥ አለዎ

15 ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልመዓት እቶት ምምሐዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰላዋ ዘቅርብ

16 ኣብዚ ጨረታ ብመሰረት በጀት 20 ሚእታዊ ናይ በዝሒ ወሰክ ወይ ምቅናስ ከሪኢ ይክእል እዩ

17 ሰነድ ጨረታ ካብ 8/12/2016 ዓም ክሳብ 28/12/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰላዋ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳደ ይከኣል

18 ሳንዱቅ ጨረታ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 29/12/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ጨረታ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት

19 ሳንዱቅ ጨረታ ኣቅሑት ገዛ ድማ 29/12/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ጨረታ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት

20 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተዛጎጎልን

መመለስ
የጨረታ ምድብ