ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት እስክራፕ ወይድማ ዝተቀዳደ ፕላስቲክን ከረጢት: ዘገልገሉ ናይ ኣይስቲ ናዉቲን : ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረትን ንዓማዊል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2016 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016 04:15 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ወጋ መቅረቢ ብስምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ነሐሰ 24/12/2016 ዓም ብኣካል እስከራፕ ኣብ ዝርከበሉ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሓፁር ዉሽጢ መፂኦም ክሪኡ ይክእል

2 ሳልሳይ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለሰ 200 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 315 ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ቅዳሕ ምስ ጨረታ ሰነዶም ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም

5 ሰዓራይነቱ ምስተረጋገፀ 10 መእታዊ ናይ ስራሕ ዉሕስና የትሕዝ ንጨረታ ዘትሓዞ 2 ሚእታዊ ይልቀቀሉ

6 ጨረታ ነሐሰ 24/12/2016 ዓም 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት

7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ጨረታ ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ብፅሑፍ አፍሊጥና ብዋጋ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ገንዘብ አታዊ ይገብር

9 ጨረታ ዝሰዓር እንተነኣሰ ኣብ 20 መዓልቲ ጨረታ ዘሸነፎ ንብረት ዘልዕል ኣብ ዝተጠቀሱ መዓልቲ ንበረት እንተዘይ ኣልዒሉ ናይ እስካርፕ ዉሕስና ናብ ትካል ኣታዊ ከምዝከዉን ክንገልፅ ንፈቱ

10 ብተወሳኪ ድማ ናይቲ ንመሸጣ ጨረታ ዝወፀ ንብረት ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344409272

መመለስ
የጨረታ ምድብ