ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ - 2016 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፍርናሽ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል ፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣
ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | ፍርናሽ | 90cm × 16cm ብሳምፕል መሰረት | ብቁፅሪ | 50 |
➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ። ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::
➢ እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 08/12/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 10/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዕለት ዝተወሃበሉ ኣብ ዉሽጢ 3' ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት
መመለስ