ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለው ናይ ቢሮ ኣቑሑት ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2016 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 09:00 ከሰአት
  • ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/
  • Print
  • Pdf

ግልፂጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለው ናይ ቢሮ ኣቑሑት ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማሉኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኸፋል ትካል ዘዳሎዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት

ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ናይ ወርሒ ሰነ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

5. ጨረታ መኽበሪ ብ C.P.O. ወይ ብጥረ ገንዘብ 3000.00 ብር ከትሕዙ ዝኸእሉ፡፡

6. ዝቐረበ ዝርዝር ዕገና ንምስራሕ አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ፡፡

7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 06/12/2016 ዓ/ም ክሳብ 20/12/2016ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ስዓት 8፡30 ተዓሽጉ ድሕሪ ቀትሪ ስዓት 9፡00 ይኸፈት ፡፡

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914752718 ምርካብ ይካአል እዩ፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ