ምልክታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ነሓሰ 2016 ዓ/ም/ ቑፅሪ 12
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | SHS/RHS | 40*40**2mm As per sample | 2 berga | 50 |
መብርሂ፣ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ዝመልአ መቕረባይ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝኸዉን ምዃኑ ኣቐዲምና ነፍልጥ፡፡ ስልኪ ቑፅሪ፣ ኣብቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ፡፡
እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 02/12/2016 ዓ/ም ዕለት 06/12/2016ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
መመለስ