ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2016 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2016 09:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 3/12/2016 ዓ/ም ስዓት 9:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2016/2017 ዓ/ም

• (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን

• ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።

ዝርዝር ንብረት/ ዓይነት ንብረት/ዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅለላ ዋጋ
LAN..25 SL
1Bearing rear90080-36206Pcs1
2Axle seal90310-T0006Pcs1
3Axle shaft Assey42311-ok030Pcs1
4hand Brake cabelNo.2 ኦርጀናልPcs1
5hand Brake cabelNo.3 ኦርጀናልPcs1
6Glow plug_LAN..25ኦርጀናልPcs4
7spacer Bearing42423-20010Pcs1
8case rear axle42421-34010Pcs1
9differertial sealorginalPcs1
10Air cleaner17801-00010Pcs1
11shock obsorber RR48531-09600Pcs2
12Brake line longorginal samplePcs1
13ናይ መሪ ዘይቲ መትሕዚቋት/ጎማ/Pcs1
14ክሪክ ምስ መልዕሊኡTOYOTA OrginalPcs1
15ችንግያ ሞተር90916-02211set1
16Brake shoe04495-Ok120pcs1
17Spider kit04371-ok080pcs2
18fuel filter23390-oL041pcs6

መተሓሳሰቢ

• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት

ከቕረብ ኣለዎ።

• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣

ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።

• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ

ዝተሓለወ እዩ፣

መመለስ
የጨረታ ምድብ