ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ አዉቶሞቲቭ ማንፈክቸሪንግ ፡ኮንስትራክሽን፡ ዋተር ኤሌክትሪክን: ቴክኖሎጂን ኣሕቁን : ኣቁሑታት ቤት ዕዩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ኣብ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ንነጋዶ ዝዋሃብ መለለይ ንግዲ ቁፅሪ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት

2 ናይ ተወሳኬ እሰት ታክስ ተመዝጋቢ ምካንኩም ዝገልፅ ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ወርሒ ለከታቲት 2008 ዓም ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ኣብ ጨረታ ዝተዓወተ ዝሰዓር ምካኑ ኣብ ወሽጢ ተከታታሊ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ተከታታሊ 15 መዓለቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ኣብ ማጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከረክብ ዝክእል

5 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታÂ ንሎት ሐደ ሰለስተን አርባዕተን3000 ቅርሺ :ንሎት ክልተ 6000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ኣብ ፍልጦ ካብ ዝረከበ ባንኪ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕሊ መእሰሪ እቲ መከበሪ ጨረታ ንባዓል ዋና ተመላሽ ይከዉን መዓረ ዋጋ ዝሰዓሩ ተጫረቲ ንካልኣይ ግዜ ዋጋ ክምልኡ ይግበር ሕዚ እዉን ማዕረ እንተወፂኦም ንሳልሳይ ግዜ ብዕጫ ይፍለዩ

6 ዉዕሊ ንምእሳር ድሊዊ ዘይኮነ ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዘትሐዞ ገንዘብ ይዉረስ ብተወሳኪ ድማ ኣብቲ ትካል ንዘብፅሖ ምጉልእላእ ተሓታታይ ይከዉን

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 5 ሚያዝያ 2008 ክሳብ 19 ሚያዝያ 2008 ዓም ካብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 : 30 ቅርሺ ከፊልኩም ምዉሳድ ከምትክእሉ እንዳተሓበረ Â

8 ብናይ ባዕልካ ቅጥዒ ምምላእ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይገብር

9 ተጫረቲ ዝመልእክምዎ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 ዝተዳለወ ሰንዱቅ ካብ ዕለት 5 ሚያዝያ 2008 ክሳብ 19 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ምእታዉ ትክእሉ

10 እቲ ጨረታ 19 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770028Â

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s