ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ትርጉምን ፅሑፉን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 04:30 ጥዋት
  • ቋንቋ ትርጉም /
  • Print
  • Pdf

ቑፅሪ /ቁጥር/ Ref. No ዕድ/ፋይ/913/106

ዕለት/ቀን/ 16/11/2016ዓ/ም

ን2 ግዘ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ትርጉምን ፅሑፉን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 16/11/2016ዓ/ም ክሳብ 19/11/2016ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ተ.ቁዓይነት ትርጉም ስነ-ፅሑፍስፐስፊኬሽንበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብር
1ካብ እንግሊዝኛ ናብ ትግርኛእንግሊዝኛን1 ገፅ
2ካብ እንግሊዝኛ ናብ ኣምሓረኛእንግሊዝኛን1 ገፅ
3ካብ ኣምሓርኛ ናብ ኣማሓርኛትግርኛን 1 ገፅ
4ካብ ትግርኛ ናብ ኣማሓርኛትግርኛን1 ገፅ

✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (TN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤

✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ : ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/11/2016ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4፡00፤

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 19/11/2016ዓ.ም ንግሆ ሰዓት 4:30፤

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኸእል፤

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ

ስልኪ ቑፅሪ 03 42 40 99 25 /03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ