ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 09:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 17/11/2016 ዓ/ም ስዓት 9:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ

ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2016/2017 ዓ/ም

(TIN) Tax identification Number ዘለኩምን ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።

ተ.ቑዝርዝር ንብረት
3L 166
ዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅለላ ዋጋ
1ብሬክ ዲስክ43512..35190|ቁፅሪ2
2ካሊፒር ኪት04479....3501071
3ኣክስል ሽፍት ሲል90311...50006ቁፅሪ1
4ኣክስል ቤሪንግ90363...40068ቁፅሪ1
5ኣይል ፊልተር15600..41010ቁፅሪ5
6ፊውል ፊልተር23390..64480ቁፅሪ1

መተሓሳሰቢ

• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ /3/ሰለስተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።

• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣

• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።

• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣

መመለስ
የጨረታ ምድብ