ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ፅገናጋራዥ/ ኣወዳዲሩ ከፅግን/ ከስርሕ/ ይደሊ። ስለ'ዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 10, 2016 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 09:00 ከሰአት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

ቑፅሪ/ቁጥ ዕድ/ፋይ/895/16

ዕለት/ቀን 09/11/2016ዓም

ምልክታ ጨረታ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ፅገናጋራዥ/ ኣወዳዲሩ ከፅግን/ ከስርሕ/ ይደሊ። ስለ'ዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም።

⇒ ናይ ግብሪ ዝኸፈልሉ ንግዲ ፍቓድ እብ ሓደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርቡ ዝኽእሉ

⇒ ኣብ ቢሮ ፋይ/ኢኮ/ልምዓት ናይ መቕረባይ ዝተመዝገብሉ እብ ሓደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቅርቡ ዝኽእሉ

⇒ ቫት (VAT) ዝተመዝገብለ እብ ሓደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቅርቡ ዝኽእሉ

⇒ ቲን ቁፅሪ ዘለዎን እብ ሓደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቅርቡ ዝኽእሉ

⇒ ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓ.ም ዲክላሬሸን ከቅርቡ ዝኽእሉ

⇒ ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዝብ 5000 ፣ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝኽእል።

⇒ እቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ንተኸታተሊ16 መዓልትታት ይኸዉን

⇒ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሚሽን ቢሮ ቑፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን

⇒ ዘይምልስ ብር 100 ከፊሎም ካብ ዕለት 09/11/2016ዓ/ም ክሰብ ዕለት 24/11/2016ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ስዓት ምውሳድ ዝካኣል ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ግን ንኹሉ ከይዲ ጨረታ ዕለት 24/11/2016 ዓ.ም ስዓት 8:30 ድ/ቐትሪ ዝዕፆ ይኸውን።

⇨ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 19/11/2016ዓ.ም ስዓት 9:00 ድ/ቐትሪ ይኸውን።

ጨረታ ተወዳዳራይ ኣብ'ቲ ዝተነፀረ ግዜ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ክርከቡ ኣለዎም።

⇒ ጨረታ ብሽምዒ ዝተኣሸገ ናይ ሕድ ሕድ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ብንፁር የቅምጥ።

⇒ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5* ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕል ይኣስር ።

⇒ ሰዓራይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሚሽንና ቢሮ ቑፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ብውዕል መሰረት ከቕርብ ዝኽእል።

⇒ ኣብ ከይዲ ጨረታ - ጨረታ ንምዝባዕ ዝፈተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይኸወን ዘትሐዞ

CPO ይዉረስ

⇒ እቲ ኮሚሽን ዝሓሸ ማመረፂ ተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ

መሰሉ ሕልው ምዃኑ

⇒ ድሕሪ ምዕፃው ጨረታ ንዝምመፅእ ሰነድ ጨረታ ተቐባልነት ከምዘይብሉ

⇒ ኣብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ንዘይኾኑ ሓሳባት መብራህርሂ ብፅሑፍ ምሕታት ከምዝከኣል ⇒ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ህንፃ

መመለስ
የጨረታ ምድብ