ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ እንስሳት መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሓምለ 8, 2016 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 04:30 ጥዋት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ እንስሳት መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ተደላይ ረቓሒ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኽእል

➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትዜ ኣለዎም

እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስተብሃለ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝኸእል

➢ ናይ መጥቀሚ ማዓልቱ ብውሑዱ ልዕሊ 6ተ ወርሒ ዘለዎ ክኾን ይግባእ

➢ ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ እቲ ፕሮፎርማ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኽን ይኸእል እዩ ::

➢ ካብ ናይ ባዕልና መምልኢ ፎርም ወፃኢ ዝመልአ ተወዳዳሪ ተቀባልነት የብሉን::

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 8/11/2016 ዓ/ም ክሳብ 11/11/2016 ዓ/ም ናይ ቅ/ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 4:30 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ 0914755232 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ