ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 6, 2016 ( ከ 2 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::

3. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ ሓምሳ ቅርሺ)::

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

5. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 05/1/2016 ዓ/ም -15/1/2016 ዓ/ም ይከውን::

6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝረገሉ 15/1/2016ዓ/ም ልክዕ 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 15/1/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ኣለዎ::

8. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ