ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ እስተሽነሪ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያንነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 ( ከ 3 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 04:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ግልፂ ጨረታ

1. ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ እስተሽነሪ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያንነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. ሕጋዊን ግዲ ፍቓድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቕርብ

3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑዕሪ/ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

4. ቫት ወይ ቲኦቲ እንተኮይኖም ሻት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊወኬትን ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩሙሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ዘቅርብ

5. መኽበሪ ጨረታ ብር 10,000.00 (ዓሰርተ ሽሕ) ስፒኦ ሕጋውነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይጨረታ ሳንዱቕ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ዝኽእል።

6. ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 20/10/2016ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጎሆ ታዓዕዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ንጎ ባዕሎም/ሕጋዊወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ኣብማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይኽፈት።

7. ተጫራታይ ሰነድ ጨረታ ንዝርዝር ኣፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብማሕበር መናእሰይትግራይ ቢሮቑፅሪ 05 ፋ/ምም/ዳርን ብር 50 እናኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከምእትኽእሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 20/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/11/2016 ዓ/ም ሽምን ኣድራሻ ፣ ፌርማ፣ ማህተምን ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታን ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብር።

8. ተጫራቲ ሳዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ማዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ

9. ተጫራቲ ውዕሊ ምስ ኣሰረ ዝሰዓሮም ንብረታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት ኣታዊ ይገብር

10. ኣበዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞኮረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝከዉን ንጨረታ መክበሪ ዘትዞ ገንዘብ ናብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካዝና ኣታዊ ይኸውን።

11. ኣሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ 2% ዊዝ ሆሊዲግ ይኸፍል።

12. መ/ቤትና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

13. ኣድራሻና ኣብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁ ስ 0914131548 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ