1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም : መረዳእታ መቅረባይነት ዝሐዘን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎን : ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ አተሓሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓም ዲክለር ዝገበረን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ካብ 15/10/2016 ዓም ክሳብ 24/10/2016 ዓም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ካብ ከይዲ ስራሕን ዕደጋንምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ትክእሉ
4 ጨረታ መከበሪ ን ፈርኒቸር 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ብር/ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
7 እዚ ጨረታ ዕለት 25/10/2016 ዓም ቅ/ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይንንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረትን ከተማ ፍረወይኒ ይክፈት
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0932201817 / 0914036127 / 0922826762
መመለስ