ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተ. | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description) | መፍለይ ቑፅሪ/Spefcation | መዐቐኒ (Unit) | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ዲቫይደር 6 ነካል | ብሳምፕል | ብቑዕሪ | 12 | |||
2 | እስቴብላይዘር | 1500 watt | ብቑፅሪ | 04 | |||
3 | ፍለሽ 32 GB | ብሳምፕል | ብቑፅሪ | 06 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን /TI/ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ፣ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡ እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡
3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ(ቅጥዒ) አብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይ
ኢነርጂን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።
5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም
ክተቕርቡ ይግባእ፡፡
6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኸእሉ፡፡
7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን
ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት፡፡
8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡ 9.ንተወሳኪ
ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914138905/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ ::
መመለስ