ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (7 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 03:00 ጥዋት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • Print
  • Pdf

ናይ ምልክታ ፕሮፎርማ

ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ተ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር ስፔስፊኬሽንመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ፃዕዳ ቴትሮንብጥቕላል 12

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ TIN No/ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 18/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/10/2016 ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ ዕለት 20/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ብዕለት 21/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ ።

➢ እቲ ንብረት /ኣቑሓ በቲ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ ።

➢ ተወዳዲርካ ሰዓራይ ኮይንካ ኣየቕርብን ምባል ቕፅዓት ከምዘቕፅዕ ነፍልጥ ።

➢ እቲ ቤትፅሕፈት ዝቕመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቕረብቲ ትካላት ካብቲ ውድድር ወፃኢ ንገብር ምዃና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ ።

➢ ኣድራሻና ኲሓ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ብማ ጋርመንት ውሽጢ ኣቲኻ ዕፋን ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ - 44

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው እዩ ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344420331 ደዊልኩም መብርሂ ምሕታት ይኸእል እዩ ።

መመለስ
የጨረታ ምድብ