መቐለ ቤት ህንፀት ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ምስ ኽምግብ ንዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

መቐለ ቤት ህንፀት ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ምስ ኽምግብ ንዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ አብዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ ብናይ ሆቴል ወይ ቤት ቁርሲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቅረባይነትን : ከምኡ ድማ ናይ ቫት ዝተመዝገበሉን ናይዚ ሰለስተ ወርሒ ድክሌር : ዝገበረሉን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለዪ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን ነንሕድሕዱ ኮፒ ገይሮም ከቕርቡ ኣለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ተመሊኡ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ : ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ( ፌርማን - ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ብፖስጣ ብምዕሻግ : ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ : ሳፁን ፡ ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይኸእሉ

3/ ተጫረቲ ጨረታ | ቅድሚ ምኸፋቱ መኸበሪ ጨረታ 50000 ብር ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

4/ ጨረታ ሰዓራይ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ድሕሪ – 3ተ ናይ ጥርዓን መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ መፂኡ ውዕል ካስር አለዎ በቲ ዝተጠቐሰ መዓልቲ ዉዕል እንተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መኽበሪ - ጨረታ ናብናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ተገይሩ እቲ ቢሮ ከሊእ መማረፂ ክወስድ ይኽእል እዩ

5/ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ምስ መምርሒ ተጫረቲ ዝገልፅ ካብ ዕለት 14/10/2016ዓ/ምዓ/ም ክሳብ 28/10/2016ዓ/ም ሰዓት 3.00 ዘይምለስ 200ብር ( እናኸፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይኽእሉ እቲ ጨረታ ዕለት 28/10/2016ዓ/ም ሳዓት 3.30 ተዓፅዩ ሳዓት 4.00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ | ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረኸብሉ ይኸፈት።

6/ ተጫረቲ ኣብዚ ዝኾነ ሓሳብ እንተሃሊዎም ኣቐዲሞም ብፅሑፍ ክሓቱ ይኽእሉ እዮም ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን

ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኹን ሓሳብ ግን ተቕባልነት የብሉን ብተወሳኺ ምጭብርባር - ዝገበረ ተወዳዳሪ ካብ ዉድድር ዉድቂ ተገይሩ ዘትሓዞ መኽበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ከምዝግበር ክፍለጥ ኣለዎ

7/ ሰዓሪ - ዝኾነ ተወዳዳሪ ካብ ጠቕላላ ናይ ወርሒ ዝኸፈሎ ብር 10‰መኽበሪ ዉዕሊ ዘትሕዝ ኮይኑ ንዘቕርቦ ግልጋሎት ምግቢ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000ብር እንተኾይኑ 2%ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይኸፍል

8/ ናይዚ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኾነ ተወዳዳሪ ካብ ውዕሊ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ መሳርሒ ንብረታትን ሰራሕተኛታት ይኹን ከሊእ ወፃእታት ብባዕሉ ይሽፈን ናይ መብራህትን ማይን ክፍሊት ዝምልከት ግን ብመስራቤት ዝሽፈን ይኸዉን

9/ ሒሳብ ኣካፋፍላ ዝምልከት ኣብ መጨረሻ ወርሒ ኮይኑ ከከም አድላይነቱ በቢክልተ ሰሙን ሒሳብ ምክፍል ይካኣል መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ_እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡ ናን ኣብያተ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ብስልኪ 0914120805 / 0942659419 ምሕታት ይከኣል። ቤትሁንለት መቐለ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s