ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ One Wash Program በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ /ሃለቅቲ ኣቑሑት/ ብዕለት 08/09/2016 ዓ/ም ብናይ ዕደጋ መሕተቲ ፎርሚ ብዝሓተቱና መሰረት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 11, 2016 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 13, 2016 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 13, 2016 09:30 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ንሳልሳይ ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 39/2016 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ One Wash Program በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ /ሃለቅቲ ኣቑሑት/ ብዕለት 08/09/2016 ዓ/ም ብናይ ዕደጋ መሕተቲ ፎርሚ ብዝሓተቱና መሰረት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡

መምርሒ ተወዳደርቲ/ተጫረቲ/

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፤

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ /TIN ዘለኩም፡፡

4. 2% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።

ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና ክተቕርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም

ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 11/10/2016 ዓ/ም ክሳብ 13/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 13/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍቲ ቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሰዓርቲ እተቅርብዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ቢሮና ብዝወከሎም ሰብ ሞያታት ተፈትሹ ብዝተጠየቐ ስፔስፍኬሽን ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ እዩ።

9. መቅረባይ ትካል ከይፈፀሞ ካብ ዝተረፈ ናይቲ ውዕሊ በብመዓልቱ 0.1% ወይም 3 ቅፅዓት ተፈፃሚ ኮይኑ

ጠቂሊልኩም ኣታዊ ተዘይገይሩኩም ብሕጊ ንሓተኩም ምካና

10. ኣብ ስቶር ኣቑሑት ዘይብሉ ተወዳዲሩ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ኣብ ስራሕና ንዝበፅሕ ምትእጉጓል ተጠያቂ ምዃኑ፣

11. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

12. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

13. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡

14. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291/0344415152 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።

15. Websites www.tbpf.gov.et

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርብር
01ናይ ፊልድ ቦርሳ/ሻንጣBOLAISONG ኦርጂናልብቁፅሪ08
02ናይ ላፕቶፕ ቦርሳNVOXIYA ኦርጂናልብቁፅሪ03

ነዚ ቅጥዒ ዝመለኣ ነጋዳይ

ሽም፡-

ፌርማ

ዕለት፡-

ስልኪ ቑፅሪ

መመለስ
የጨረታ ምድብ