ምልክታ ፕሮፎርማ - ጨረታ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኽፈል ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ታ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | ማእኸላይ መስታወሻ ባዓል 70ሹት | ቁፅሪ | 70 | |||||
2 | ንእሽተይ መስታወሻ ባዓል 70ሹት | ቁፅሪ | 870 | |||||
3 | ካርቦን 1ይ ደረጃ | ደስጣ | 5 | |||||
4 | ሻራ ፕላስተር ዓብይ 1ይ ደረጃ | ቁፅሪ | 20 | |||||
5 | ኮምፒተር ወረቐት ኣይሶ በዓል 80ግራም | ደስጣ | 150 | |||||
6 | ደፍተር በዓል 50ሉሕ ራዲካል ባዓል መሸፈን | ደርዘን | 25 | |||||
7 | ሰመያዊ እስክርቢቶ ብሳንፕል | ባኮ | 40 | |||||
8 | ኮፒ ሆልደር | ብቁፅሪ | 06 | |||||
10 | ባይንዲግ ዓባይ | ብቁፅሪ | 01 | |||||
11 | ፕሪንተር ቐለም 59A ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 05 | |||||
13 | ፕሪንተር ቐለም DR 3405 ኦርጅናል ብራዘር | ብቁፅሪ | 01 | |||||
14 | መዝገብ ንእሽተይ ናይ ወፃኢ በዓል 200 ሹት | ብቁፅሪ | 50 | |||||
15 | መዝገብ ዓብይ ናይ ወፃኢ 25ብ35 | ብቁፅሪ | 50 |
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእልን ከምኡ ድማ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ኮፒ ከቕርቡ አለዎም
2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ ካብቲ ናይ መስራቤት ዘቕረቦ ጠለብ ወፃኢ ካሊእ ናይ ባዕልኻ መብርሂ ገይርካ ምፅሓፍ ተቐባልነት የብሉን
3/ እዚጨረታ ካብ ዕለት 10/10/2016ዓ/ም ክሳብ 14/10/2016ዓ/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4፡00 ይኸፈት ድሕሪ ጨረታ ምኸፋቱ ዝተመለአ ዋጋ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ጋበን ናይ ሓካይም ናብ ቢሮ መፂኡ በቢሳይዙ ለኪዑ ሰፍዩ ኣብ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ ሰፍዩ ንቤት ህንፀት መቐለ ምስ ኣረከበ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ
5/ ካብዚ ንክዕደግ ዝተዳለወ በዝሒ ንብረት ካብ ነፀላ 20% ክዉስኸ ወይ ክቅንስ ይኸእል እዩ
6/ መስራቤትና ዘሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል
7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419/0914120805 ምሕታት ይከኣል
ቤት ህንፀት መቐለ
መመለስ