ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ለካቲቶ 2016 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Specification/ | መለክዒ /Unit | በዝሒ/Oty | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|
01 | Internal hard disk | Lenovo V520-15KL Desktop 1 TB | Pcs | 01 |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ 2016 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 07/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 11/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 12/10/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ
ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
መመለስ