ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን: ሎት ክልተ ናዉቲ ፈርኒቸርን ካልኦትን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ግብሪ 2015 ዓም ዝከፈለን ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎ ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እዉን ብስፒኦ 20000 ቅርሺ / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ / ከትሕዝ ዝክእል

3 ንኩሎም ዓይነታት ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ሰዓራይ ጨረታ ንዝሰዓሮ ንብረት ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

5 ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር እቲ ንBረት ኣብ ዉሽጢ 7 ተከታተልቲ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መራገፍን ብፅሬትን ቴክኒክን ኮሜቴን ምስተረጋገፀ ናብ ናይ ኣብያተ ዕዩ እቲ መክዝን ጠቅሊሉ ምስኣረከበ ክፍሊት ዝፍፀመሉ ምካኑ እዉን ተጫራታይ ክፈልጥ አለዎ

6 ሰዓራይ ተጫራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ክትሕዝ ዝክእል ምካኑ እዉን ክፈልጥ አለዎ

7 ኣብ ዝርዝር ጨረታ ቅሬተ ኣለኒ ዝብል ተወዳዳሪያ ቅድሚ 3 መዓልቲታት ቅሬቱ ብፅሑፍ ከቅርብ አለዎ

8 ኣብ እዋን ጨረታ ነቲ ጨረታ ዘዛበዕን ከዛብዕ ዝፈተነን ብሕጊ ታሓታቲ ይከዉን

9 ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዓይነት ንብረት ኣብቲ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራይ ክመልኡን ብዘይ ሻሚ ግልፂ ብዝኮነ ስርዝ ድልዝ ብዘይብሉ ኢሉእዉን ብዘይ ሻሚ ግልፂ ብዝኮነ ክፃሓፍ ከምዘለዎን ንሕብር ምስዚ ብተወሳኪ ንኩሎም ሰነዳት ብሽሚ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቀርብ አለዎ

10 ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን ተጫራትይ ካብቲ ጨረታ ዓርሱ ከግልል ኣይክእልን

11 ሳንዱቅ ጨረታ 12/10/2016 ዓም ሰዓት 5:30 ድሕቲ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:00 ተጫረቲ ወይ እዉን ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈተ ከምኣድላይነቱ ዝዕደገ ንብረት መጠን 20 ሚእታዊ ክዉስክ ክቅንስን ዝክእል ኮይኑ ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ድማ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0914043626  / 0939638981

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s