ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዋርድያታት ካፖርት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 (23 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 10, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሰነ 10, 2016 04:30 ጥዋት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • Print
  • Pdf

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዋርድያታት ካፖርት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት:: 

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።

4 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት o6/10/2016 ዓ/ም –10/10/2016 ዓ/ም ይከውን::

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 10/10/2016ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

ተ.Description of itemsመዓቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሒ
1ካፖርት ሱፍ ናይ ዋርድያቁፅሪ13
መመለስ
የጨረታ ምድብ