ትካል ኢንጀነሪንግ መስፍን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ከምእዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዘብኩም ዋና ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ብምትሕሓዝ ሰነድ ጨረታ ካብ መቐለ ዋና ቢሮ ወይድማ ካብ ኣዲስ ኣበባ ጨንፈር ሳሪስ ቤት ፅሕፈት ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ክፍሊት መትሓዚ ማለት እዉን ስፒኦ 160000 / ሚኢቲን ሱሳን ሽሕ ቅርሺ / ብዝተዓሸገ ፖስታ ምስ ሰነድ ጨረታ ክተእትዉ አለኩም

5 ጨረታ 19/10/2016 ዓም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ መቀለ ዋና ቤት ፅሕፈት መስፍን ኢንጂነሪንግ ኣብ ዝርከብ መኣከቢ ኣዳራሽ ይክፈት

6 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ መቐለ 0914734116 0914707622  / አዲእ አበባ 0914726541  ፋክስ መቐለ 0344406225/ ፋክስ ኣዲስ አበባ 0116298560

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (59)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4464)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7197)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (181)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1284)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2990)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1661)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8598)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (835)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s