ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሌስክትሮኒክስ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕዳጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቑፅሪ ሰከንም 472/2-3/1/01 

ዕስት- 04/10/2016 ዓ/ም

ምስክታ ፕሮፎርማ

ቑ ፕሮ- 74

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሌስክትሮኒክስ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕዳጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደስቦ ሰብ ትካላት ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ አንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብስ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሹ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕስት ካብ ዕስት 04/10/16 ዓ.ምክሳብ 06/10/2016ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይገባል፡፡ ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 07/10/2016ዓ/ም ስዓት 2፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገስፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነበረ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርከብ አስዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርክቡትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ደገባሽ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስሽላሽ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይገበር

ንዝደስ ሓበሬታ ብለካል ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካለስ

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምስክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን2ተ ስራሕ መዓልቲ መዓስትታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዲዴ/ዴ/ዕ/ሩይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘጠፅኦ ፕሮፎርማ ሙሱስ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሱ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኽሩስ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስመ እዩ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s