ናይ መዳሊያ ፕሮፎርማ
ተ.ቑ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር/Descrption | መፍለይ ቑፅሪ Specifcatlon/part | መዐቀኒ Unit | በዝሒ Qantity | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ወርቂ ዋንጫ | መመረቂ ተመሃሮ | ቑዕሪ | 2 | |||||
2 | ወርቂ መዳሊያ | መመረቂ ተመሃሮ | ቑዕሪ | 12 | |||||
3 | ብሪ መዳሊያ | መመረቂ ተመሃሮ | ቑዕሪ | 10 | |||||
4 | ነሃስ መዳሊያ | መመረቂ ተመሃሮ | ቑዕሪ | 10 |
ሓበሬታ
1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።
2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።
3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኸእል።
4) አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።
5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።
6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት30/9/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 5/10/ 2016 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/10/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 5/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን።
መመለስ