ዕለት 23/09/2016 :ዓ/ም
ቑፅሪኤ/ስ/ወ/ኩ/2420/ዕ/ፋ/ን/ም/16 ቑ-
ፕሮፎ _008/2016 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሎትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-
ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት/መግለፂ Describition | መለክዒ/Measurm | በዝሒ Quantity | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|
1 | ላፕቶፕ ኮምፒተር | ብቁፅሪ | 2 | ብስፐሲፌከሽን መሰረት |
መምርሒ፦
➢ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፌ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከሩላይ መስቦ ቁፅሪ (TIN) ዘስዎም ናደ መቅረባዴነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኽእሉ።
➢ አዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕስት 23/09/2016 ዓ/ም - ዕስት 28/09/2016 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ሌጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 4፤ ደብሪ ቢሮ ቁጽሪ 16 ሰነድ ምዉሳድ ይኸእሱ።
➢ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀወሱ ዕስት 29/09/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 04:00 ናይ ንጉሆ ኾይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕስት ልክዕ ሰዓት 04:30 ይኸውን።።
➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን።
➢ ሰዓራዴ አቲ ንብረትን/ኣቅሓ/ ኣብ ዉሽጢ ዝሓዘረ መዓልቲ ጠቅሲሱ ነቲ ኤጀንሲ /ንተጠቃማይ የረክብ።
➢ ሰዓራይ ትካል ክፍሊት ዝፍፀምሱ በቲ ዝኣሰር/ዝኣተዎ/ ዉዕስ ግልጋሎት መሰረት እቲ ንብረት ናብቲ ዝተዳስጠሱ ቦታ ጠቕሲስ ምስኣእተወን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀን ይኸዉን?
➢ አዚ ፕሮፎርማ አዝይ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
➢ ነቲ ፕሮፎርማ ብምሱአ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ሕስዉ'ዩ።
➢ ኣድራሻና ከፍስ ከተማ ሓወልቲ ወይዘር ህንፃ 4o ደብሪ ኮይኑ ፌት ንሬት ዋና ቤት ፅሕፈት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት አዩ ፡
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊልካ ወይም ድማ ብኣካል ብምቅራብ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።
➢ ዝርዝር እቲ ንብረት ምስዚ ዝተተሓሐዘ ዒገፅ ዝርዝር ሰንጠረዥ ይመልከቱ ፕርፎርማ ዝመልስ በዓል ዋና
ሽም
ፊርማ
ማሕተም
መመለስ