ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ካብ ዘለዉ ዘገልገለ ትቦን ጀነሪተርን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 23, 2016 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 3, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: ወረዳ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:300.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሰነ 3, 2016 04:30 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝኮነ ሰብ ዘይምለስ ንጀነሪተር 300 ቅርሺ ንትቦታት ድማ 500 ቅርሺ ዝሐዙ ሰነዳት እናከፈለኩም እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 23/9/2016 ዓም ክሳብ 3/10/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

2 እቲ ጨረታ 3/10/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ክክፈት እዩ

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሰኪ ሐበሬታ 0914784957

መመለስ
የጨረታ ምድብ